ፃውዒት ሓፈሻዊ ጉባኤ
ንኹልኹም ሰብ ዋና ኣክስዮን ኣለናቴክ ዋኒኑ፡- ፃውዒት ሓፈሻዊ ጉባኤ ይምልከት። ንዕለት 19 ታሕሳስ 2017 ዓ.ም ክሳለጥ ተሓሲቡ ዝነበረ ሓፈሻዊ ጉባኤ ማሕበርና፣ ብሓዱሽ ንግዲ ሕጊ ዓንቀፅ 370 መሰረት፣ ናብ ጥሪ 24/2017 ዓ.ም ክናዋሕ ተወሲኑ ኣሎ። ስለዚ፣ እዚ ስሩዕሓፈሻዊ ጉባኤ ዝካይደሉ ዕለት ቀዳም – ጥሪ 24/2017 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ፣ ኣዳራሽ ሆቴል ሃፀይ ዮሃንስ፣ ካብ ንጎሆ ሰዓት […]



